Eritreans are suffering human right violations in their own country , for years with out rule of law and constitution.
Followers
Monday, 15 November 2021
Tuesday, 2 March 2021
#ኣብ #ኤርትራ #ለሚደሞ #ኣብ #ትግራይ #ኣግዲዶሞ!!
ንሕና ኤርትራውያን በዚ ስርዓት ዝወረደና በደላት ከቢድ እኳ እንተኾነ፡ብፍላይ ኣብ ልዕሊ ደቂኣንስትዮ ብ ሰራዊት ዝግበረ በደላት ገና ብዙሕ ዘይወጸ ጉድ እዩ ዘሎ።
ሓለፍቲ ሰራዊት ኤርትራ ኣዋልድ ኤርትራውያን ከም እንስሳ መሪጾም ድላዮም ክገብሩ ከሎዉ ህዝቢ ኤርትራ ግብረ መልሲ ኣይህብን ጥራይ ዘይኮነ በቲ ሕብረተሰብ ውን ሽፉን ከም ዕፉን ዕበጦ ዕበጦ ብምባል እዩ ዝሕለፍ።
ኣብ ትግራይ ከይዶም ከኣ እቲ ዝለመድዎ ምስላጥ ምስ ኣበዮም ኣካል ፍጡር ወዲ ሰብ ብ ከምዚ ዓይነት ጭካነ ቀሪጾም ።
እዛ ዕሸል ብ ጭካነ ሂወታ ዘጸልመቱ መን ምዃኖም ተዛሪባ ፡ ብዙሓት ዘይተዛረባ ክህልዋ ውን ግድን እዩ። እቲ ብ ተመልከተለይ ን ኣሕዋቱ ብ ምኽንያት ስግተዶብ ዝምንጥል፡ እቲ በትሪ ኢሰያስ ኮይኑ ንህዝቢ ኤርትራ ዘሳቂ ዘሎ እንታይ ዓይነት ገበናት ከም ዝገብር ፍሉጥ እዩ።
Subscribe to:
Posts (Atom)
Eritrean orthodox church doc
https://cnewa.org/eastern-christian-churches/oriental-orthodox-churches/the-eritrean-orthodox-church/
-
ሰላምታ ብምቅዳም፡ኣብዚ ዘሎ እዋናዊ ኩነት ዘሎኒ ትዕዝብቲ፡ትጽቢት ከምኡ ውን ከም ኤርትራዊ ዘሎኒ ሻቅሎት ብ ከምዚ ዝስዕብ ክገልጽ ክፍትን። ኩልና ካብ 2018 ክንዕዘቦ ከምዝጸናሕና እዚ ዝኸይድ ዘሎ ኩነት ንዓና ኤርትራውያ...