Followers

Tuesday, 2 March 2021

#ኣብ #ኤርትራ #ለሚደሞ #ኣብ #ትግራይ #ኣግዲዶሞ!!



ንሕና ኤርትራውያን በዚ ስርዓት ዝወረደና በደላት ከቢድ እኳ እንተኾነ፡ብፍላይ ኣብ ልዕሊ ደቂኣንስትዮ ብ ሰራዊት ዝግበረ በደላት ገና ብዙሕ ዘይወጸ ጉድ እዩ ዘሎ።

ሓለፍቲ ሰራዊት ኤርትራ ኣዋልድ ኤርትራውያን ከም እንስሳ መሪጾም ድላዮም ክገብሩ ከሎዉ ህዝቢ ኤርትራ ግብረ መልሲ ኣይህብን ጥራይ ዘይኮነ በቲ ሕብረተሰብ ውን ሽፉን ከም ዕፉን ዕበጦ ዕበጦ ብምባል እዩ ዝሕለፍ።

ኣብ ትግራይ ከይዶም ከኣ እቲ ዝለመድዎ ምስላጥ ምስ ኣበዮም ኣካል ፍጡር ወዲ ሰብ ብ ከምዚ ዓይነት ጭካነ ቀሪጾም ።  
እዛ ዕሸል ብ  ጭካነ ሂወታ ዘጸልመቱ መን ምዃኖም ተዛሪባ ፡ ብዙሓት ዘይተዛረባ ክህልዋ ውን ግድን እዩ። እቲ ብ ተመልከተለይ ን ኣሕዋቱ ብ ምኽንያት ስግተዶብ ዝምንጥል፡ እቲ በትሪ ኢሰያስ ኮይኑ ንህዝቢ ኤርትራ ዘሳቂ ዘሎ እንታይ ዓይነት ገበናት ከም ዝገብር ፍሉጥ እዩ።

ሰራዊትና ከኣ ይበሃለለይ🤔🤔ስርኩም ትበቆስ።❗❗❗

No comments:

Post a Comment

Eritrean orthodox church doc

  https://cnewa.org/eastern-christian-churches/oriental-orthodox-churches/the-eritrean-orthodox-church/